Welcome to the Philadelphia Eritrean Church Winnipeg (PECW): Church Christmas and New Year Events!
ዝከበርኩም ቅዱሳን ኣባላት ፍላደልፍያ ናይ ኤርትራ ቤተክርስትያን ብመሰረት ምጽንባል ልደት ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ሓድሽ ዓመትን እዚ ዝስዕብ መደባት ብቤተክርስትያን ተሰሪዑ ከምዘሎ ከነዘካክረዂም ንደሊ፦
- ሰንበት ዕለት 21-12-2025 ምጽንባል ልደት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ
- ሰኑይ ዕለት 22-12-2025 መደብ ጾምን ጸሎትን
- ሰሉስ ዕለት 23-12-2025 መደብ ጾምን ጸሎትን
- ቀዳም ዕለት 27-12-2025 መደብ ጾምን ጸሎትን
- ረቡዕ ዕለት 31-12-2025 ድሮ ሓዲሽ ዓመት ምጽንባል ሓዲሽ ዓመት
እዚ መደባት እዚ ተዳልዩ ከምዘሎን ኩሉ ምእመን ከኣ ኣብዚ ብቤተክርስትያን ተዳልዩ ዘሎ መደብ ክሳተፉ መራሕቲ ቤተክርስትያን ይዕድሙ።
ንተወሳኪ ሓበሬታን ሰዓታትን ኣብ ዝቅጽል ክሕበር እዩ።





Leave a Reply